እያሱ 1:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ካብ ትእዛዝካ ዝዓለወን ንዅሉ እትእዝዞ ዘይእዘዝን ዘበለ ሰብ ይቀተል።+ ሓንትስ ትባዕን በርትዕን።”+ እያሱ 7:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 እያሱ ኸኣ፡ “ኣብ ልዕሌና ስለምንታይ መዓት ኣምጺእካልና፧*+ በዛ መዓልቲ እዚኣ፡ የሆዋ ኣብ ልዕሌኻ መዓት ኬምጽእ እዩ” በሎ። ሽዑ፡ ኵሉ እስራኤል ብዳርባ እምኒ ቐተሎ፣+ ብሓዊ ድማ ኣንደድዎም።+ በዚ ኸምዚ፡ ንዅሎም ብዳርባ እምኒ ቐተልዎም።
25 እያሱ ኸኣ፡ “ኣብ ልዕሌና ስለምንታይ መዓት ኣምጺእካልና፧*+ በዛ መዓልቲ እዚኣ፡ የሆዋ ኣብ ልዕሌኻ መዓት ኬምጽእ እዩ” በሎ። ሽዑ፡ ኵሉ እስራኤል ብዳርባ እምኒ ቐተሎ፣+ ብሓዊ ድማ ኣንደድዎም።+ በዚ ኸምዚ፡ ንዅሎም ብዳርባ እምኒ ቐተልዎም።