እያሱ 11:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ብዘይካ እቶም ኣብ ጊብዖን ዚነብሩ ሒዋውያን ከኣ፡ ምስ እስራኤል ሰላም ዝገበረት ከተማ ኣይነበረትን።+ ንዅለን ተዋጊኦም ሓዝወን።+