ዘሁልቍ 27:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 የሆዋ ኸኣ ንሙሴ ኸምዚ በሎ፦ “ንእያሱ ወዲ ነዌ፡ መንፈስ ዘለዎ ሰብኣይ፡ ውሰዶ እሞ፡ ኢድካ ኣብ ልዕሊኡ ኣንብር።+ ዘሁልቍ 27:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ኵሉ ኣኼባ እስራኤላውያን ምእንቲ ኺሰምዖ፡+ ገለ ኻብ ስልጣንካ* ኣብ ልዕሊኡ ኣንብር።+ ዘዳግም 34:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንእያሱ ወዲ ነዌ ድማ፡ ሙሴ ኢዱ ስለ ዘንበረሉ፡ መንፈስ ጥበብ መልኦ፣+ እስራኤላውያን ከኣ ሰምዕዎ፡ ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዝኣዘዞ እውን ገበሩ።+