ዘዳግም 31:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ትብዑን በርትዑን።+ ምሳኻ ዚኸይድ ዘሎ የሆዋ ኣምላኽካ እዩ እሞ፡ ኣይትፍራህ፡ ወይ ኣብ ቅድሚኦም ኣይትሸበር።+ ኣይኪጥንጥነካን፡ ኣይኪሓድገካን እውን እዩ።”+ እያሱ 1:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ‘ትባዕን በርትዕን’ ኢለዶ ኣይኣዘዝኩኻን፧ የሆዋ ኣምላኽካ ኣብ እትኸዶ ዘበለ ምሳኻ እዩ እሞ፡ ኣይትሸበር፡ ወይ ኣይትፍራህ።”+
6 ትብዑን በርትዑን።+ ምሳኻ ዚኸይድ ዘሎ የሆዋ ኣምላኽካ እዩ እሞ፡ ኣይትፍራህ፡ ወይ ኣብ ቅድሚኦም ኣይትሸበር።+ ኣይኪጥንጥነካን፡ ኣይኪሓድገካን እውን እዩ።”+