ዘዳግም 3:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ቀቅድሚ እዚ ህዝቢ እዚ ዚሳገርን+ ነታ እትርእያ ምድሪ ዜውርሶምን እያሱ+ እዩ እሞ፡ ንዕኡ መዝዞ፡ ኣተባብዓዮ፡ ኣበርትዓዮ እውን።’