1 ሳሙኤል 5:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ሽዑ፡ ንታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ናብ ዔቅሮን ሰደድዎ፣+ ታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ናብ ዔቅሮን ምስ መጸ ግና፡ ዔቅሮናውያን፡ “ንዓናን ንህዝብናን ኪቐትሉናስ፡ ታቦት ኣምላኽ እስራኤል ኣምጺኦምልና!” ኢሎም ጨርሑ።+
10 ሽዑ፡ ንታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ናብ ዔቅሮን ሰደድዎ፣+ ታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ናብ ዔቅሮን ምስ መጸ ግና፡ ዔቅሮናውያን፡ “ንዓናን ንህዝብናን ኪቐትሉናስ፡ ታቦት ኣምላኽ እስራኤል ኣምጺኦምልና!” ኢሎም ጨርሑ።+