ዘሁልቍ 32:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ሙሴ ኸኣ ንዓታቶም፡—ንደቂ ጋድን ንደቂ ሮቤልን+ ንፍርቂ ነገድ ምናሴ+ ወዲ ዮሴፍን፡—መንግስቲ ሲሆን+ ንጉስ ኣሞራውያን፡ መንግስቲ ዖግ+ ንጉስ ባሳን፡ ኣብታ ሃገር እቲኣ ዘላ ምድሪ እተን ከተማታት፡ ኣብ ዙርያ እታ ምድሪ ዘለዋ ኸተማታት ሃቦም። እያሱ 22:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ሕጂ፡ የሆዋ ኣምላኽኩም ንኣሕዋትኩም፡ ከምቲ ዘተስፈዎ፡ ኣዕሪፍዎም እዩ።+ ስለዚ፡ ሕጂ ናብ ድንኳናትኩም፡ ናብታ ሙሴ እቲ ጊልያ የሆዋ ኣብ ስግር* ዮርዳኖስ ክትርስተይዋ ዝሃበኩም ምድሪ ኽትምለሱ ትኽእሉ ኢኹም።+
33 ሙሴ ኸኣ ንዓታቶም፡—ንደቂ ጋድን ንደቂ ሮቤልን+ ንፍርቂ ነገድ ምናሴ+ ወዲ ዮሴፍን፡—መንግስቲ ሲሆን+ ንጉስ ኣሞራውያን፡ መንግስቲ ዖግ+ ንጉስ ባሳን፡ ኣብታ ሃገር እቲኣ ዘላ ምድሪ እተን ከተማታት፡ ኣብ ዙርያ እታ ምድሪ ዘለዋ ኸተማታት ሃቦም።
4 ሕጂ፡ የሆዋ ኣምላኽኩም ንኣሕዋትኩም፡ ከምቲ ዘተስፈዎ፡ ኣዕሪፍዎም እዩ።+ ስለዚ፡ ሕጂ ናብ ድንኳናትኩም፡ ናብታ ሙሴ እቲ ጊልያ የሆዋ ኣብ ስግር* ዮርዳኖስ ክትርስተይዋ ዝሃበኩም ምድሪ ኽትምለሱ ትኽእሉ ኢኹም።+