-
ዘሁልቍ 21:25, 26መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
25 እስራኤል ድማ ንዅለን እተን ከተማታት እቲአን ወሰደን፣ ኣብ ኵለን ከተማታት ኣሞራውያን+ ከኣ፡ ኣብ ሔስቦንን ኣብ ኵለን ዓድታታን ተቐመጠ። 26 ከመይሲ፡ ሔስቦን ከተማ ሲሆን ንጉስ ኣሞራውያን ነበረት፣ ንሱ ድማ ምስ ንጉስ ሞኣብ ተዋጊኡ፡ ኵሉ ምድሩ ኽሳብ ኣርኖን ወሲዱሉ ነበረ።
-