ዘዳግም 11:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 እግርኹም ዝረገጸታ ዘበለት ቦታ ናታትኩም ክትከውን እያ።+ ዶብኩም ካብ በረኻ ሊባኖስ፡ ካብቲ ፈለግ፡ ፈለግ ኤፍራጥስ፡ ክሳብ እቲ ምዕራባዊ ባሕሪ* ኪኸውን እዩ።+
24 እግርኹም ዝረገጸታ ዘበለት ቦታ ናታትኩም ክትከውን እያ።+ ዶብኩም ካብ በረኻ ሊባኖስ፡ ካብቲ ፈለግ፡ ፈለግ ኤፍራጥስ፡ ክሳብ እቲ ምዕራባዊ ባሕሪ* ኪኸውን እዩ።+