-
ዘሁልቍ 26:55መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
55 ግናኸ፡ እታ ምድሪ ብዕጫ ትመቐል።+ ከከም ስማት ነገዳት ኣቦታቶም ይረስተዩ።
-
-
ዘሁልቍ 34:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 ሙሴ ድማ ንእስራኤላውያን ከምዚ ኢሉ ኣዘዞም፦ “ከምቲ የሆዋ ንትሽዓተ ነገድን ፈረቓን ክትውሃብ ዝኣዘዞ ጌርኩም ብዕጫ ተማቒልኩም እትርስተይዋ ምድሪ እዚኣ እያ።+
-
-
ግብሪ ሃዋርያት 13:19መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
19 ኣብ ምድሪ ከነኣን ሸውዓተ ኣህዛብ ምስ ኣጥፍአ፡ ምድሮም ርስቲ ገይሩ መደበሎም።+
-