ዘዳግም 1:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ብዘይካ ካሌብ ወዲ የፉነ ሓደ እኳ ኣይኪርእያን እዩ። ንሱ ኺርእያ እዩ፣ ብምሉእ ልቡ* ንየሆዋ ስለ ዝሰዓቦ ኸኣ፡ ነታ ዝረገጻ ምድሪ ንዕኡን ንደቁን ክህቦም እየ።+
36 ብዘይካ ካሌብ ወዲ የፉነ ሓደ እኳ ኣይኪርእያን እዩ። ንሱ ኺርእያ እዩ፣ ብምሉእ ልቡ* ንየሆዋ ስለ ዝሰዓቦ ኸኣ፡ ነታ ዝረገጻ ምድሪ ንዕኡን ንደቁን ክህቦም እየ።+