ዘጸኣት 34:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ንሱ ድማ ከምዚ በሎ፦ “እንሆ፡ ኣነ ኺዳን እኣቱ ኣለኹ፦ ኣብ ኵላ ምድሪ ወይ ኣብ መንጎ ዅሎም ኣህዛብ ዘይተገብረ* ዜደንቕ ነገራት ኣብ ቅድሚ ዅሉ ህዝብኻ ኽገብር እየ፣+ እቲ ኣነ ምሳኻትኩም ዝገብሮ ዘለኹ ዜፍርህ እዩ እሞ፡ ኵሉ እቲ ንስኻ ኣብ መንጎኡ እትነብር ዘለኻ ህዝቢ ግብሪ የሆዋ ኺርኢ እዩ።+
10 ንሱ ድማ ከምዚ በሎ፦ “እንሆ፡ ኣነ ኺዳን እኣቱ ኣለኹ፦ ኣብ ኵላ ምድሪ ወይ ኣብ መንጎ ዅሎም ኣህዛብ ዘይተገብረ* ዜደንቕ ነገራት ኣብ ቅድሚ ዅሉ ህዝብኻ ኽገብር እየ፣+ እቲ ኣነ ምሳኻትኩም ዝገብሮ ዘለኹ ዜፍርህ እዩ እሞ፡ ኵሉ እቲ ንስኻ ኣብ መንጎኡ እትነብር ዘለኻ ህዝቢ ግብሪ የሆዋ ኺርኢ እዩ።+