እያሱ 17:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ደቂ ዮሴፍ ድማ ንእያሱ፡ “የሆዋ ኽሳዕ ሕጂ ባሪኹና* ኣሎ እሞ፡ ብዙሕ ህዝቢ ኽነስና፡ ስለምንታይ ኢኻ ሓደ ዕጫን+ ሓደ ብጽሒትን ጥራይ ርስቲ ዝሃብካና፧”* ኢሎም ተዛረብዎ።+
14 ደቂ ዮሴፍ ድማ ንእያሱ፡ “የሆዋ ኽሳዕ ሕጂ ባሪኹና* ኣሎ እሞ፡ ብዙሕ ህዝቢ ኽነስና፡ ስለምንታይ ኢኻ ሓደ ዕጫን+ ሓደ ብጽሒትን ጥራይ ርስቲ ዝሃብካና፧”* ኢሎም ተዛረብዎ።+