ዘፍጥረት 28:18, 19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ያእቆብ ድማ ኣንጊሁ ተንሲኡ፡ ነታ ተተርኢስዋ ዝነበረ እምኒ ወሲዱ፡ ሓወልቲ ኽትከውን ኣቘማ፡ ኣብ ልዕሊኣ እውን ዘይቲ ኣፍሰሰላ።+ 19 ነታ ቦታ እቲኣ ድማ ቤት-ኤል* ኢሉ ሰመያ፣ ቅድሚኡ ግና ስም እታ ኸተማ ሉዝ ነበረ።+
18 ያእቆብ ድማ ኣንጊሁ ተንሲኡ፡ ነታ ተተርኢስዋ ዝነበረ እምኒ ወሲዱ፡ ሓወልቲ ኽትከውን ኣቘማ፡ ኣብ ልዕሊኣ እውን ዘይቲ ኣፍሰሰላ።+ 19 ነታ ቦታ እቲኣ ድማ ቤት-ኤል* ኢሉ ሰመያ፣ ቅድሚኡ ግና ስም እታ ኸተማ ሉዝ ነበረ።+