እያሱ 3:12, 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ሕጂ ኸኣ ካብ ነገዳት እስራኤል 12 ሰብኡት ውሰዱ።+ 13 ከብዲ እግሪ እቶም ታቦት እቲ ጐይታ ብዘላ ምድሪ ዝዀነ የሆዋ ዚጾሩ ኻህናት ንማይ ዮርዳኖስ ትንክፍ ምስ ኣበሎ፡* እቲ ኻብ ላዕሊ ዚውሕዝ ማይ ዮርዳኖስ ኬቋርጽ፡ ከም ግድብ* ኰይኑ ድማ ደው ኪብል እዩ።”+
12 ሕጂ ኸኣ ካብ ነገዳት እስራኤል 12 ሰብኡት ውሰዱ።+ 13 ከብዲ እግሪ እቶም ታቦት እቲ ጐይታ ብዘላ ምድሪ ዝዀነ የሆዋ ዚጾሩ ኻህናት ንማይ ዮርዳኖስ ትንክፍ ምስ ኣበሎ፡* እቲ ኻብ ላዕሊ ዚውሕዝ ማይ ዮርዳኖስ ኬቋርጽ፡ ከም ግድብ* ኰይኑ ድማ ደው ኪብል እዩ።”+