-
1 ዜና መዋእል 6:64, 65መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
64 በዚ ኸምዚ፡ እስራኤላውያን ንሌዋውያን እዘን ከተማታት ምስ መጓሰዪታተን ሃብዎም።+ 65 ብተወሳኺ፡ ካብ ነገድ ይሁዳን ካብ ነገድ ስምኦንን ካብ ነገድ ብንያምን እዘን ብስመን እተረቝሓ ኸተማታት ብዕጫ መደቡሎም።