መሳፍንቲ 1:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ዛብሎን ንነበርቲ ቂጥሮንን ንነበርቲ ናሃሎልን ኣይሰጐጎምን።+ እቶም ከነኣናውያን ከኣ ኣብ መንጎኦም ተቐመጡ፡ ብግዲ ዚሽቅሉ እውን ኰኑ።+