-
ዘሁልቍ 35:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ኣብ ወጻኢ እታ ኸተማ ኸኣ፡ ነታ ኸተማ ኣብ ማእከል ሓዲግኩም፡ 2,000 እመት ብሸነኽ ምብራቕ፡ 2,000 እመት ብሸነኽ ደቡብ፡ 2,000 እመት ብሸነኽ ምዕራብ፡ 2,000 እመት ድማ ብሸነኽ ሰሜን ለክዑ። እዚ ነተን ከተማታቶም መጓሰዪታት ኪኸውን እዩ።
-
-
ዘሁልቍ 35:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ብድምር ከኣ ንሌዋውያን 48 ከተማታት፡ መምስ መጓሰዪታተን ሃብዎም።+
-