ዘሁልቍ 32:25-27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ደቂ ጋድን ደቂ ሮቤልን ከኣ ንሙሴ ኸምዚ በልዎ፦ “ገላዉኻ ኸምቲ ጐይታይ ዝኣዘዞ ኺገብሩ እዮም። 26 ቈልዑናን ኣንስትናን ማልናን ኵሉ እንስሳታት ዘቤትናን ኣብኡ ኣብ ከተማታት ጊልዓድ ይኹኑ፣+ 27 ገላዉኻ ግና፡ ከምቲ ጐይታይ ዝበሎ፡ ንውግእ እተዓጥቁ ዘበሉ ዅሎም ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኺዋግኡ ኺሳገሩ እዮም።”+
25 ደቂ ጋድን ደቂ ሮቤልን ከኣ ንሙሴ ኸምዚ በልዎ፦ “ገላዉኻ ኸምቲ ጐይታይ ዝኣዘዞ ኺገብሩ እዮም። 26 ቈልዑናን ኣንስትናን ማልናን ኵሉ እንስሳታት ዘቤትናን ኣብኡ ኣብ ከተማታት ጊልዓድ ይኹኑ፣+ 27 ገላዉኻ ግና፡ ከምቲ ጐይታይ ዝበሎ፡ ንውግእ እተዓጥቁ ዘበሉ ዅሎም ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኺዋግኡ ኺሳገሩ እዮም።”+