ዘሁልቍ 32:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ሙሴ ኸኣ ንዓታቶም፡—ንደቂ ጋድን ንደቂ ሮቤልን+ ንፍርቂ ነገድ ምናሴ+ ወዲ ዮሴፍን፡—መንግስቲ ሲሆን+ ንጉስ ኣሞራውያን፡ መንግስቲ ዖግ+ ንጉስ ባሳን፡ ኣብታ ሃገር እቲኣ ዘላ ምድሪ እተን ከተማታት፡ ኣብ ዙርያ እታ ምድሪ ዘለዋ ኸተማታት ሃቦም።
33 ሙሴ ኸኣ ንዓታቶም፡—ንደቂ ጋድን ንደቂ ሮቤልን+ ንፍርቂ ነገድ ምናሴ+ ወዲ ዮሴፍን፡—መንግስቲ ሲሆን+ ንጉስ ኣሞራውያን፡ መንግስቲ ዖግ+ ንጉስ ባሳን፡ ኣብታ ሃገር እቲኣ ዘላ ምድሪ እተን ከተማታት፡ ኣብ ዙርያ እታ ምድሪ ዘለዋ ኸተማታት ሃቦም።