እያሱ 7:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እስራኤላውያን ግና ምስቲ ንጥፍኣት እተመጠወ ነገር ብዚተሓሓዝ ጠለሙ፣ ከመይሲ፡ ዓካን+ ወዲ ካርሚ፡ ወዲ ዛብዲ፡ ወዲ ዜራሕ፡ ካብ ነገድ ይሁዳ፡ ገለ ኻብቲ ንጥፍኣት እተመጠወ ወሰደ።+ ቍጥዓ የሆዋ ድማ ኣብ እስራኤላውያን ነደደ።+
7 እስራኤላውያን ግና ምስቲ ንጥፍኣት እተመጠወ ነገር ብዚተሓሓዝ ጠለሙ፣ ከመይሲ፡ ዓካን+ ወዲ ካርሚ፡ ወዲ ዛብዲ፡ ወዲ ዜራሕ፡ ካብ ነገድ ይሁዳ፡ ገለ ኻብቲ ንጥፍኣት እተመጠወ ወሰደ።+ ቍጥዓ የሆዋ ድማ ኣብ እስራኤላውያን ነደደ።+