እያሱ 4:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ‘ካብ ማእከል ዮርዳኖስ፡ ካብታ ኣእጋር እቶም ካህናት ከይተንቀሳቐሳ ዝቘማላ ቦታ 12 እምኒ ኣልዕሉ፡+ ምሳኻትኩም ወሲድኩም ከኣ ኣብታ እትሓድሩላ ቦታ ኣንብርዎ’ ኢልኩም ድማ ኣዝዝዎም።”+ እያሱ 5:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ንብዘሎ ህዝቢ ገዚሮም ምስ ወድኡ፡ ክሳዕ ዚሓውዩ፡ ኣብ ሰፈር ጸንሑ። 9 የሆዋ ድማ ንእያሱ፡ “ሎሚ፡ ጸርፊ ግብጺ ኻባኻትኩም ኣንከራርየ” በሎ። ስም እታ ቦታ እቲኣ ኸኣ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ጊልጋል*+ ይብሃል ኣሎ። እያሱ 10:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ሽዑ፡ ሰብ ጊብዖን ናብ እያሱ ናብቲ ኣብ ጊልጋል ዝነበረ ሰፈር ልኢኾም፡+ “ንባሮትካ ኣይትሕደጎም።*+ ቀልጢፍካ ምጻእ እሞ፡ ኣናግፈናን ርድኣናን! ኵሎም እቶም ኣብ ኣኽራን ዚነብሩ ነገስታት ኣሞራውያን ናባና ተኣኪቦም ኣለዉ” በልዎ።
3 ‘ካብ ማእከል ዮርዳኖስ፡ ካብታ ኣእጋር እቶም ካህናት ከይተንቀሳቐሳ ዝቘማላ ቦታ 12 እምኒ ኣልዕሉ፡+ ምሳኻትኩም ወሲድኩም ከኣ ኣብታ እትሓድሩላ ቦታ ኣንብርዎ’ ኢልኩም ድማ ኣዝዝዎም።”+
8 ንብዘሎ ህዝቢ ገዚሮም ምስ ወድኡ፡ ክሳዕ ዚሓውዩ፡ ኣብ ሰፈር ጸንሑ። 9 የሆዋ ድማ ንእያሱ፡ “ሎሚ፡ ጸርፊ ግብጺ ኻባኻትኩም ኣንከራርየ” በሎ። ስም እታ ቦታ እቲኣ ኸኣ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ጊልጋል*+ ይብሃል ኣሎ።
6 ሽዑ፡ ሰብ ጊብዖን ናብ እያሱ ናብቲ ኣብ ጊልጋል ዝነበረ ሰፈር ልኢኾም፡+ “ንባሮትካ ኣይትሕደጎም።*+ ቀልጢፍካ ምጻእ እሞ፡ ኣናግፈናን ርድኣናን! ኵሎም እቶም ኣብ ኣኽራን ዚነብሩ ነገስታት ኣሞራውያን ናባና ተኣኪቦም ኣለዉ” በልዎ።