-
እያሱ 24:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 እያሱ ኸኣ ንዅሎም እቶም ህዝቢ፡ “እንሆ፡ እዚ እምኒ እዚ፡ ኵሉ እቲ የሆዋ ዝበለና ሰሚዑ እዩ እሞ፡ ምስክር ኪዀነና እዩ፣+ ንኣምላኽኩም ምእንቲ ኸይትኽሕድዎ እውን፡ ምስክር ኪዀነኩም እዩ” በሎም።