ዘፍጥረት 46:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣምላኽ ከኣ ንእስራኤል ተዛረቦ፣ ብራእይ ለይቲ እውን፡ “ያእቆብ፡ ያእቆብ” በሎ። ንሱ ኸኣ፡ “እነኹ” በለ። 3 ንሱ ድማ፡ “ኣነ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ ኣምላኽ ኣቦኻ እየ።+ ኣብኡ ዓብዪ ህዝቢ ኽገብረካ እየ እሞ፡ ናብ ግብጺ ንምውራድ ኣይትፍራህ።+
2 ኣምላኽ ከኣ ንእስራኤል ተዛረቦ፣ ብራእይ ለይቲ እውን፡ “ያእቆብ፡ ያእቆብ” በሎ። ንሱ ኸኣ፡ “እነኹ” በለ። 3 ንሱ ድማ፡ “ኣነ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ ኣምላኽ ኣቦኻ እየ።+ ኣብኡ ዓብዪ ህዝቢ ኽገብረካ እየ እሞ፡ ናብ ግብጺ ንምውራድ ኣይትፍራህ።+