ዘሌዋውያን 17:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ስለዚ፡ ድሕሪ ደጊም መስዋእቶም ነቶም ምሳታቶም ዚምንዝሩ+ ድቤላ ዚመስሉ ኣጋንንቲ* ኣይሰውኡ።+ እዚ ንውሉድ ወለዶኹም ናይ ሓዋሩ ሕጊ ይኹንኩም።”’ ህዝቅኤል 23:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ብንእስነታ ምስኣ ደቂሶምን ንድንግል ሕቝፋ ደሪዞምን ፍትወቶም* ክዕዮምላን ነይሮም እዮም እሞ፡ ነቲ ኣብ ግብጺ እትገብሮ ዝነበረት ምንዝርና ኣይሓደገቶን።+