ዘሁልቍ 13:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ኣማሌቃውያን+ ከኣ ኣብ ምድሪ ነጌብ+ ይቕመጡ ኣለዉ፣ ሔታውያንን ይቡሳውያንን+ ኣሞራውያንን+ ድማ ኣብ ኣኽራን ይቕመጡ ኣለዉ፣ ከነኣናውያን+ ከኣ ኣብ ጥቓ ባሕርን+ ኣብ ወሰናስን ዮርዳኖስን ይቕመጡ ኣለዉ።”
29 ኣማሌቃውያን+ ከኣ ኣብ ምድሪ ነጌብ+ ይቕመጡ ኣለዉ፣ ሔታውያንን ይቡሳውያንን+ ኣሞራውያንን+ ድማ ኣብ ኣኽራን ይቕመጡ ኣለዉ፣ ከነኣናውያን+ ከኣ ኣብ ጥቓ ባሕርን+ ኣብ ወሰናስን ዮርዳኖስን ይቕመጡ ኣለዉ።”