ዘሁልቍ 14:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ካብ ወዲ 20 ዓመት ንላዕሊ እተመዝገብኩም ዘበልኩም ኵልኹም ቍጹራት፡ ኣብ ልዕለይ ዘጕረምረምኩም ኵላትኩም፡+ ሬሳታትኩም ኣብዚ በረኻ እዚ ኺወድቕ እዩ።+ ዘሁልቍ 26:65 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 65 ከመይሲ፡ የሆዋ ብዛዕባኦም፡ “ኣብ በረኻ ብርግጽ ኪሞቱ እዮም” ኢሉ ነበረ።+ ስለዚ፡ ብዘይካ ካሌብ ወዲ የፉነን እያሱ ወዲ ነዌን፡ ሓደ ኻባታቶም እኳ ኣይተረፈን።+ ዘዳግም 2:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 እቲ ኻብ ቃዴስ-ባርኔዓ ኣትሒዝና፡ ስንጭሮ* ዘሬድ ክሳዕ እንሳገር ዝኸድናሉ ግዜ፡ ከምቲ የሆዋ ዝመሓለሎም፡ ብዘሎ ወለዶ እቶም ተዋጋእቲ ሰባት ክሳዕ ዚውዳእ፡ 38 ዓመት ኰነ።+
65 ከመይሲ፡ የሆዋ ብዛዕባኦም፡ “ኣብ በረኻ ብርግጽ ኪሞቱ እዮም” ኢሉ ነበረ።+ ስለዚ፡ ብዘይካ ካሌብ ወዲ የፉነን እያሱ ወዲ ነዌን፡ ሓደ ኻባታቶም እኳ ኣይተረፈን።+
14 እቲ ኻብ ቃዴስ-ባርኔዓ ኣትሒዝና፡ ስንጭሮ* ዘሬድ ክሳዕ እንሳገር ዝኸድናሉ ግዜ፡ ከምቲ የሆዋ ዝመሓለሎም፡ ብዘሎ ወለዶ እቶም ተዋጋእቲ ሰባት ክሳዕ ዚውዳእ፡ 38 ዓመት ኰነ።+