መሳፍንቲ 5:20, 21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ካብ ሰማይ ከዋኽብቲ ተዋግኡ፣ካብ ቅናት ዙረቶም ምስ ሲሰራ ተዋግኡ። 21 ርባ ቂሶን፡እወ፡ እቲ ናይ ጥንቲ ርባ፡ ርባ ቂሶን ወሰዶም።+ ኦ ነፍሰይ፡* ንሓያል ረገጽኪ።
20 ካብ ሰማይ ከዋኽብቲ ተዋግኡ፣ካብ ቅናት ዙረቶም ምስ ሲሰራ ተዋግኡ። 21 ርባ ቂሶን፡እወ፡ እቲ ናይ ጥንቲ ርባ፡ ርባ ቂሶን ወሰዶም።+ ኦ ነፍሰይ፡* ንሓያል ረገጽኪ።