መሳፍንቲ 4:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 እስራኤላውያን ግና፡ ኤሁድ ምስ ሞተ፡ መሊሶም ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ገበሩ።+ 2 የሆዋ ድማ ኣብ ኢድ እቲ ኣብ ሓጾር ነጊሱ ዝነበረ ያቢን ንጉስ ከነኣን ሸጦም።+ ሓለቓ ሰራዊቱ ኸኣ እቲ ኣብ ናይ ኣህዛብ ሓሮሼት*+ ዚቕመጥ ዝነበረ ሲሰራ ነበረ።
4 እስራኤላውያን ግና፡ ኤሁድ ምስ ሞተ፡ መሊሶም ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ገበሩ።+ 2 የሆዋ ድማ ኣብ ኢድ እቲ ኣብ ሓጾር ነጊሱ ዝነበረ ያቢን ንጉስ ከነኣን ሸጦም።+ ሓለቓ ሰራዊቱ ኸኣ እቲ ኣብ ናይ ኣህዛብ ሓሮሼት*+ ዚቕመጥ ዝነበረ ሲሰራ ነበረ።