መሳፍንቲ 4:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ሔበር እቲ ቄናዊ ኸኣ ካብ ቄናውያን፡+ ደቂ ሖባብ ሓሙ ሙሴ፡+ ተፈልዩ ነበረ፣ ድንኳኑ ድማ ኣብ ጥቓ እቲ ኣብ ቀደሽ ዘሎ ዓብዪ ኦም ጸዓናኒም ተኺሉ ነበረ።
11 ሔበር እቲ ቄናዊ ኸኣ ካብ ቄናውያን፡+ ደቂ ሖባብ ሓሙ ሙሴ፡+ ተፈልዩ ነበረ፣ ድንኳኑ ድማ ኣብ ጥቓ እቲ ኣብ ቀደሽ ዘሎ ዓብዪ ኦም ጸዓናኒም ተኺሉ ነበረ።