ዘዳግም 33:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ከምዚ በለ፦ “የሆዋ ኻብ ሲና መጺኡ፡+ካብ ሰዒር ከኣ ኣብሪሁሎም። ካብ ኣኽራን ጳራን ብኽብሪ ኣብሪሁ፣+ምስኡ ድማ ኣእላፋት* ቅዱሳት፡+ኣብ የማናዩ ኸኣ ናቱ ተዋጋእቲ ነይሮም።+
2 ከምዚ በለ፦ “የሆዋ ኻብ ሲና መጺኡ፡+ካብ ሰዒር ከኣ ኣብሪሁሎም። ካብ ኣኽራን ጳራን ብኽብሪ ኣብሪሁ፣+ምስኡ ድማ ኣእላፋት* ቅዱሳት፡+ኣብ የማናዩ ኸኣ ናቱ ተዋጋእቲ ነይሮም።+