ዘዳግም 4:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “ንስኻትኩም ድማ ቀረብኩም፡ ኣብ እግሪ እቲ ኸረን ከኣ ደው በልኩም፣ እቲ ኸረን ድማ ክሳብ ሰማያት* ሓዊ ይነድድ ነበረ። ጸልማትን ደበናን ብርቱዕ ድነን እውን ነበረ።+
11 “ንስኻትኩም ድማ ቀረብኩም፡ ኣብ እግሪ እቲ ኸረን ከኣ ደው በልኩም፣ እቲ ኸረን ድማ ክሳብ ሰማያት* ሓዊ ይነድድ ነበረ። ጸልማትን ደበናን ብርቱዕ ድነን እውን ነበረ።+