ዘዳግም 34:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ነጌብን+ እቲ ኸባብን፡+ ጐልጐል ስንጭሮ ያሪኮ፡ ከተማ ኣእዋም ተምሪ፡ ክሳብ ጾዓር+ ኣርኣዮ። መሳፍንቲ 3:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንሱ ድማ ዓሞናውያንን+ ኣማሌቃውያንን+ ኣኽተተሎም። ንሳቶም ከኣ ንእስራኤል ኣጥቅዕዎ፡ ነታ ኸተማ ኣእዋም ተምሪ እውን ሓዝዋ።+