ዘሁልቍ 33:55 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 55 “‘ነቶም ነበርቲ እታ ምድሪ ኻብ ቅድሜኹም እንተ ዘይሰጒጕኩምዎም ግና፡+ እቶም ዘትረፍኩምዎም ኣብ ኣዒንትኹም ከም መሳቐዪ፡ ኣብ ጐድንኹም ከኣ ከም እሾዅ ኪዀኑኹም እዮም፣ ኣብታ እትቕመጡላ ምድሪ ድማ ኬጨንቑኹም እዮም።+
55 “‘ነቶም ነበርቲ እታ ምድሪ ኻብ ቅድሜኹም እንተ ዘይሰጒጕኩምዎም ግና፡+ እቶም ዘትረፍኩምዎም ኣብ ኣዒንትኹም ከም መሳቐዪ፡ ኣብ ጐድንኹም ከኣ ከም እሾዅ ኪዀኑኹም እዮም፣ ኣብታ እትቕመጡላ ምድሪ ድማ ኬጨንቑኹም እዮም።+