መሳፍንቲ 2:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 መልኣኽ የሆዋ+ ድማ ካብ ጊልጋል+ ናብ ቦኪም ደዪቡ፡ ከምዚ በለ፦ “ካብ ግብጺ ኣውጺአ፡ ናብታ ንኣቦታትኩም ዝመሓልኩሎም ምድሪ ኣደየብኩኹም።+ ከምዚ ድማ በልኩኹም፦ ‘ነቲ ምሳኻትኩም ዝኣቶኽዎ ኺዳነይ ከቶ ኣይከፍርሶን እየ።+
2 መልኣኽ የሆዋ+ ድማ ካብ ጊልጋል+ ናብ ቦኪም ደዪቡ፡ ከምዚ በለ፦ “ካብ ግብጺ ኣውጺአ፡ ናብታ ንኣቦታትኩም ዝመሓልኩሎም ምድሪ ኣደየብኩኹም።+ ከምዚ ድማ በልኩኹም፦ ‘ነቲ ምሳኻትኩም ዝኣቶኽዎ ኺዳነይ ከቶ ኣይከፍርሶን እየ።+