1 ሳሙኤል 17:47 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 47 እቲ ውግእ ናይ የሆዋ እዩ እሞ፡+ ኵሎም እዞም ኣብዚ ተኣኪቦም* ዘለዉ፡ የሆዋ ዜድሕን ብሰይፍን ብዂናትን ከም ዘይኰነ ኺፈልጡ እዮም፣+ ንዅላትኩም ከኣ ኣብ ኢድና ኺህበና እዩ።”+
47 እቲ ውግእ ናይ የሆዋ እዩ እሞ፡+ ኵሎም እዞም ኣብዚ ተኣኪቦም* ዘለዉ፡ የሆዋ ዜድሕን ብሰይፍን ብዂናትን ከም ዘይኰነ ኺፈልጡ እዮም፣+ ንዅላትኩም ከኣ ኣብ ኢድና ኺህበና እዩ።”+