1 ነገስት 19:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ንየሁ+ ወዲ ወዱ ንኒምሺ ድማ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ኪነግስ ቅብኣዮ። ንኤልሳእ* ወዲ ሻፋጥ ብዓል ኣቤል-መሖላ ኸኣ ኣብ ክንዳኻ ነብዪ ኪኸውን ቅብኣዮ።+