መዝሙር 83:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ንልዑላኖም ከም ዖሬብን ዝኤብን፡+ንመሳፍንቶም* ከኣ ከም ዜባሕን ጻልሙናን ግበሮም።+ ኢሳይያስ 10:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ድማ፡ ከምቲ ንሚድያን ኣብ ከውሒ ዖሬብ ዝሰዓሮ፡+ ሓለንጊ ኼልዕለሉ እዩ።+ በትሩ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ባሕሪ ኪኸውን፡ ከምቲ ኣብ ግብጺ ዝገበሮ እውን ኬልዕሎ እዩ።+
26 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ድማ፡ ከምቲ ንሚድያን ኣብ ከውሒ ዖሬብ ዝሰዓሮ፡+ ሓለንጊ ኼልዕለሉ እዩ።+ በትሩ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ባሕሪ ኪኸውን፡ ከምቲ ኣብ ግብጺ ዝገበሮ እውን ኬልዕሎ እዩ።+