መሳፍንቲ 8:30, 31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ጊዴዎን ድማ ብዙሓት ኣንስቲ ስለ ዝነበራኦ፡ 70 ኣወዳት ወለደ።* 31 እታ ኣብ ሴኬም ዝነበረት ሰበይቲ ወሰኑ ኸኣ ወዲ ወለደትሉ፡ ኣቢሜሌክ ኢሉ ድማ ሰመዮ።+
30 ጊዴዎን ድማ ብዙሓት ኣንስቲ ስለ ዝነበራኦ፡ 70 ኣወዳት ወለደ።* 31 እታ ኣብ ሴኬም ዝነበረት ሰበይቲ ወሰኑ ኸኣ ወዲ ወለደትሉ፡ ኣቢሜሌክ ኢሉ ድማ ሰመዮ።+