-
ዘዳግም 17:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 “ናብታ የሆዋ ኣምላኽካ ዚህበካ ምድሪ ምስ ኣቶኻን ምስ ተረስተኻያን ምስ ነበርካላን፡ ‘ከምቶም ኣብ ዙርያይ ዘለዉ ዅሎም ኣህዛብ፡ ንጉስ ኣብ ልዕለይ ክሸይም’ እንተ ኢልካ፡+
-
-
1 ሳሙኤል 8:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 የሆዋ ኸኣ ንሳሙኤል ከምዚ በሎ፦ “ኣነ ኸይነግሶም ንዓይ እዮም ዝነዓቑ እምበር፡ ንዓኻ ኣይኰኑን ዝነዓቑ እሞ፡ ኵሉ እቲ እዞም ህዝቢ ዝበሉኻ ስማዕ።+
-