ዘፍጥረት 9:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣምላኽ ንሰብ ብመልክዑ ገይርዎ እዩ እሞ፡+ እቲ ደም ሰብ ዜፍስስ፡ ደሙ ብሰብ ኪፈስስ እዩ።+ መሳፍንቲ 9:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ናብቲ ኣብ ዖፍራ ዘሎ ቤት ኣቦኡ ኸይዱ፡+ ንኣሕዋቱ ንደቂ የሩብበዓል፡ ን70 ሰብኡት ኣብ ሓደ እምኒ ቐተሎም።+ ዮታም እቲ ሕሳስ ልደ ወዲ የሩብበዓል ግና ተሓቢኡ ስለ ዝነበረ፡ ንሱ ጥራይ ተረፈ።
5 ናብቲ ኣብ ዖፍራ ዘሎ ቤት ኣቦኡ ኸይዱ፡+ ንኣሕዋቱ ንደቂ የሩብበዓል፡ ን70 ሰብኡት ኣብ ሓደ እምኒ ቐተሎም።+ ዮታም እቲ ሕሳስ ልደ ወዲ የሩብበዓል ግና ተሓቢኡ ስለ ዝነበረ፡ ንሱ ጥራይ ተረፈ።