ዘሁልቍ 21:23, 24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ሲሆን ግና እስራኤል ብሃገሩ ኺሓልፍ ኣይፈቐደን። ኣብ ክንዳኡስ፡ ሲሆን ንዅሉ ህዝቡ ኣኪቡ፡ ንእስራኤል ኪጻረሮ ናብ በረኻ ወጸ፣ ናብ ያሃጽ መጺኡ ድማ፡ ምስ እስራኤል ተዋግአ።+ 24 እስራኤል ግና ብሰይፊ ወቕዖ፡+ ካብ ኣርኖን+ ክሳብ ያቦቅ፡+ ክሳብ ጥቓ ዓሞናውያን ዘሎ ምድሩ እውን ተረስተየ፣+ ከመይሲ፡ ያዕዜር+ ኣብ ዶብ ሃገር ዓሞናውያን ነበረ።+
23 ሲሆን ግና እስራኤል ብሃገሩ ኺሓልፍ ኣይፈቐደን። ኣብ ክንዳኡስ፡ ሲሆን ንዅሉ ህዝቡ ኣኪቡ፡ ንእስራኤል ኪጻረሮ ናብ በረኻ ወጸ፣ ናብ ያሃጽ መጺኡ ድማ፡ ምስ እስራኤል ተዋግአ።+ 24 እስራኤል ግና ብሰይፊ ወቕዖ፡+ ካብ ኣርኖን+ ክሳብ ያቦቅ፡+ ክሳብ ጥቓ ዓሞናውያን ዘሎ ምድሩ እውን ተረስተየ፣+ ከመይሲ፡ ያዕዜር+ ኣብ ዶብ ሃገር ዓሞናውያን ነበረ።+