ዘዳግም 23:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 “ንየሆዋ ኣምላኽካ መብጽዓ እንተ ተመባጺዕካ፡+ የሆዋ ኣምላኽካ ብርግጽ ካባኻ ኺደልዮ እዩ እሞ፡ ሓጢኣት ከይዀነካስ፡+ ንምፍጻሙ ኣይትደንጒ።+