-
መሳፍንቲ 16:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ሲምሶን ድማ፡ “ብሸውዓተ ሓድሽ ዘይነቐጸ ጅማት እንተ ኣሲሮምኒ፡ እደክም፣ ከም ማንም ሰብ ከኣ እኸውን” በላ።
-
-
መሳፍንቲ 16:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 ንሱ ድማ፡ “ዕዮ ብዘይተዓይዮ ሓድሽ ገመድ ብጽኑዕ እንተ ተኣሲረ፡ እደክም፣ ከም ማንም ሰብ ከኣ እኸውን” በላ።
-