-
መሳፍንቲ 16:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 እቶም ጐይተት ፍልስጥኤማውያን ከኣ ናብኣ ቐሪቦም፡ “ሓባብልዮ+ እሞ፡ እቲ ዓብዪ ሓይሉ ኻበይ ምዃኑ፡ ከመይ ጌርና ድማ ከነሰንፎን ክንኣስሮን ክንመልኮን ከም እንኽእል ፍለጢ። ንሕና ኸኣ ነፍሲ ወከፍና 1,100 ብሩር ክንህበኪ ኢና” በልዋ።
-