መሳፍንቲ 14:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ሽዑ፡ መንፈስ የሆዋ ኣኽእሎ ሃቦ እሞ፡+ ናብ ኣሽቀሎን ወሪዱ፡+ ካባታቶም 30 ሰብኡት ቀተለ፣ ክዳውንቶም ቀንጢጡ ድማ፡ ነቶም ነቲ ሕንቅሕንቅሊተይ ዝመለሱ ኽዳውንቲ ሃቦም።+ ናብ ቤት ኣቦኡ ኺድይብ ከሎ ኸኣ፡ ተቘጢዑ ነበረ። መሳፍንቲ 15:7, 8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ሲምሶን ከኣ፡ “ከምዚ ኻብ ገበርኩምሲ፡ ሕነ ኽሳዕ ዝፈድየኩም ኣይክሓድግን እየ” በሎም።+ 8 ሽዑ፡ ሓደ ድሕሪ ሓደ* ወቒዑ ብዙሓት ቀተለ፣ ድሕርዚ፡ ወሪዱ ኣብ በዓቲ* ኸውሒ ዔጣም ተቐመጠ። መሳፍንቲ 15:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ሓድሽ ምንጋጋ ኣድጊ ኸኣ ረኸበ፣ ኢዱ ዘርጊሑ ድማ ወሰዶ እሞ፡ ብእኡ ገይሩ 1,000 ሰብኡት ቀተለ።+ 16 ሲምሶን ከኣ፡ “ብምንጋጋ ኣድጊ፡ ሓደ ዅምራ፡ ክልተ ዅምራ! ብምንጋጋ ኣድጊ፡ 1,000 ሰብኡት ቀቲለ” በለ።+
19 ሽዑ፡ መንፈስ የሆዋ ኣኽእሎ ሃቦ እሞ፡+ ናብ ኣሽቀሎን ወሪዱ፡+ ካባታቶም 30 ሰብኡት ቀተለ፣ ክዳውንቶም ቀንጢጡ ድማ፡ ነቶም ነቲ ሕንቅሕንቅሊተይ ዝመለሱ ኽዳውንቲ ሃቦም።+ ናብ ቤት ኣቦኡ ኺድይብ ከሎ ኸኣ፡ ተቘጢዑ ነበረ።
7 ሲምሶን ከኣ፡ “ከምዚ ኻብ ገበርኩምሲ፡ ሕነ ኽሳዕ ዝፈድየኩም ኣይክሓድግን እየ” በሎም።+ 8 ሽዑ፡ ሓደ ድሕሪ ሓደ* ወቒዑ ብዙሓት ቀተለ፣ ድሕርዚ፡ ወሪዱ ኣብ በዓቲ* ኸውሒ ዔጣም ተቐመጠ።
15 ሓድሽ ምንጋጋ ኣድጊ ኸኣ ረኸበ፣ ኢዱ ዘርጊሑ ድማ ወሰዶ እሞ፡ ብእኡ ገይሩ 1,000 ሰብኡት ቀተለ።+ 16 ሲምሶን ከኣ፡ “ብምንጋጋ ኣድጊ፡ ሓደ ዅምራ፡ ክልተ ዅምራ! ብምንጋጋ ኣድጊ፡ 1,000 ሰብኡት ቀቲለ” በለ።+