መሳፍንቲ 18:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ዳናውያን ድማ ነታ ምድሪ ኺስልይዋን ኪድህስስዋን ካብ ዓሌቶም ሓሙሽተ ሰብኡት፡ ክኢላታት ሰብኡት፡ ካብ ጾርዓን ካብ ኤሽታኦልን+ ሰደዱ። “ኬድኩም ነታ ምድሪ ዳህስስዋ” ድማ በልዎም። ንሳቶም ናብ ኣኽራን ኤፍሬም፡ ናብ ቤት ሚካ+ ምስ መጹ፡ ኣብኣ ሓደሩ።
2 ዳናውያን ድማ ነታ ምድሪ ኺስልይዋን ኪድህስስዋን ካብ ዓሌቶም ሓሙሽተ ሰብኡት፡ ክኢላታት ሰብኡት፡ ካብ ጾርዓን ካብ ኤሽታኦልን+ ሰደዱ። “ኬድኩም ነታ ምድሪ ዳህስስዋ” ድማ በልዎም። ንሳቶም ናብ ኣኽራን ኤፍሬም፡ ናብ ቤት ሚካ+ ምስ መጹ፡ ኣብኣ ሓደሩ።