1 ሳሙኤል 8:4, 5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኵሎም ዓበይቲ እስራኤል ድማ ተኣኪቦም ናብ ሳሙኤል ኣብ ራማ መጺኦም፡ 5 “እንሆ፡ ንስኻ ኣሪግካ ኢኻ፣ ደቅኻ ኸኣ ብመገድታትካ ኣይመላለሱን እዮም ዘለዉ። ሕጂ ድማ ከም ኵሎም ካልኦት ኣህዛብ፡ ዚፈርደና ንጉስ ኣንግሰልና” በልዎ።+
4 ኵሎም ዓበይቲ እስራኤል ድማ ተኣኪቦም ናብ ሳሙኤል ኣብ ራማ መጺኦም፡ 5 “እንሆ፡ ንስኻ ኣሪግካ ኢኻ፣ ደቅኻ ኸኣ ብመገድታትካ ኣይመላለሱን እዮም ዘለዉ። ሕጂ ድማ ከም ኵሎም ካልኦት ኣህዛብ፡ ዚፈርደና ንጉስ ኣንግሰልና” በልዎ።+