መሳፍንቲ 20:39 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 እስራኤላውያን ኣብቲ ውግእ ገጾም ምስ መለሱ፡ ሰብ ብንያም ካብ እስራኤል 30 ሰብኡት ኬጥቅዑን ኪቐትሉን ጀመሩ፣+ “ከምቲ ዝቐደመ ውግእ፡ ኣብ ቅድሜና ብንጹር ተሳዒሮም” ከኣ በሉ።+
39 እስራኤላውያን ኣብቲ ውግእ ገጾም ምስ መለሱ፡ ሰብ ብንያም ካብ እስራኤል 30 ሰብኡት ኬጥቅዑን ኪቐትሉን ጀመሩ፣+ “ከምቲ ዝቐደመ ውግእ፡ ኣብ ቅድሜና ብንጹር ተሳዒሮም” ከኣ በሉ።+