ዘጸኣት 34:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 የሆዋ ኸኣ ኣብ ቅድሚኡ እናሓለፈ፡ ከምዚ ኢሉ ኣወጀ፦ “የሆዋ፡ የሆዋ፡ መሓርን+ ርሕሩሕን*+ ኣምላኽ፡ ንቝጥዓ ደንጓዪ፡+ ብዓል ብዙሕ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕርን*+ ሓቅን፡*+ ሩት 1:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ናእሚ ንኽልቲአን ኣንስቲ ደቃ፡ “ኪዳ፡ ነፍሲ ወከፍክን ነናብ ቤት ኣዴኽን ተመለሳ። ከምቲ ነቶም ዝሞቱን ንዓይን ዝገበርክናኦ፡ የሆዋ ብተኣማንነት የፍቅርክን።+ መዝሙር 36:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኦ ኣምላኽ፡ ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻ ኽንደይ ክቡር እዩ!+ ኣብ ጽላል ኣኽናፍካ፡ ደቂ ሰብ ይምዕቈቡ።+
6 የሆዋ ኸኣ ኣብ ቅድሚኡ እናሓለፈ፡ ከምዚ ኢሉ ኣወጀ፦ “የሆዋ፡ የሆዋ፡ መሓርን+ ርሕሩሕን*+ ኣምላኽ፡ ንቝጥዓ ደንጓዪ፡+ ብዓል ብዙሕ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕርን*+ ሓቅን፡*+
8 ናእሚ ንኽልቲአን ኣንስቲ ደቃ፡ “ኪዳ፡ ነፍሲ ወከፍክን ነናብ ቤት ኣዴኽን ተመለሳ። ከምቲ ነቶም ዝሞቱን ንዓይን ዝገበርክናኦ፡ የሆዋ ብተኣማንነት የፍቅርክን።+